ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ንውፅኢታውነት መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሲቪክ ማሕበራት ግደኦም ንክዋፅኡ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ንውፅኢታውነት መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ሲቪክ ማሕበራት ግደኦም ንክዋፅኡ ሓቲቱ።
እቲ ኮሚሽን ምስ ትካላት ሲቪክ ማሕበራት ብዛዕባ እቲ መሪሕ ትለሚ ዝዛተ ዘሎ እነትኸውን፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን እቲ ፕላን ዶክተር ፍፁም…