ቼልሲ ናብ ፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ቼልሲ ንሊድስ ዩናይትድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ሓሊፋ፡፡
ሰዓት 11 ኣቭ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ቼልሲ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ውፅኢት ስዒቡ ቼልሲ ንፀወታ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ፡፡
ኣብ ፀወታ ፍጣመ ድማ ቼልሲ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ክራኸባ ኢየን፡፡