ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ መዝገብ መሰኻኽር ምስማዕ ጀሚሩ ዝነበረ ይኹን እምበር ኣኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ መዝገቦም ዝሓዘ ዳይና ካብ መዝገቦም ንኽለዓለሎም ስምዕታ ኣቕሪቦም። እቲ መጋባእያ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ መጋባእያ ኣራዳ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 20121(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ኩፅሮም ካብ ሓሙሽተ ሚሊየን ምሕላፉ ተገሊፁ። ብብርኪ ዓለም በቫይረስ ኮሮና ብልዑል ኩነታት እናተሃሰየት ትርከብ ኣሜሪካ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ 162 ሺሕን 455 ዝኾኑ ዜጋታታ ስኢና ኢያ። ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 10 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣቕሪቦም። ኣብ ፀብፃቦም ድማ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስቲን ምጥርጣር ብምፍጣር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ዞባ ወላይታ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ሕቶ ህዝቢ ብሰላማዊ መገዲ ከይፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ህዝቢን መንግስቲን ምጥርጣር ንኽፍጠርን ለውጡ ምስዘይቕበሉ ኣካላት ብሓባር ይሰርሑ ነይሮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ ገይሩዎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብምኽንያት ሕክምና ዘቕረቡዎ ናይ ዋሕስ ሕቶ ቤት ፍርዲ ውድቂ እንትገብሮ መርማሪ ፖሊስ ንመወዳእታ እዋን ምርመርኡ ዛዚሙ ንኽቐርብ ተወሳኺ ሸውዓተ መዓልቲ ፈቒዱሉ። ኣብ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ቢሾፍቱ ንካልኣይ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት አቲ ክልልን ሃገርን ኣድሂቡ ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት አቲ ክልልን ሃገርን ኣድሂቦም ኣብ ከተማ ባህርዳር ይዛተዩ ኣለዉ። ንኽልተ መዓልቲ ዝፀንሕ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተመዝገቡ ውፅታትን ዘጋጠሙ ማሕለኻታትን ብምፍላይ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ቻይና ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይረን Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ቻይና ፒንግ ሊዋን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ዝሕግዙ ኣቑሑት ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይረን። እተን ቀዳማዊት እመቤት እቶም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ሓገዝ ከምዝገበራ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኢትዮጵያ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፀግና ኦሮሚያ ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምምሕልላፍ ዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፀግና ኦሮሚያ ንኽልተ መዓልቲታ ኣብ እዋናዊ ክልላዊ ኩነታት ከካይዶ ዝቐነየ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምምሕልላፍ ዛዚሙ። እቲ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኦሮሚያ ዘሳለጡዎ ኣኼባ ኣብ ሓፈሻዊ ከይዲ ለውጢ ዝነበሩ ጥንኩራትን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 565 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 19 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 367 ሰባት ብዘተገበረ ምርመራ ላባራቶሪ 19 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብቶም ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እቶም ኣርባዕተ ወገናት ምስ…