ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ክልል ደቡብ ሽመት 150 ዳያኑ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ደቡብ ኣብ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሽመት 150 ዳያኑ ኣፅዲቑ። ንሰለስተ መዓልቲ ከካይድ ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝዛዘሞ ጉባኤ እቲ ባይቶ፥ ካብ ሽመት ዳያኑ ብተወሳኺ ክልተ ኣዋጃት እውን መርሚሩ ኣፅዲቑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ውዒሉ – ሚኒስቴር ሰላም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂታት ከይፍጠሩ ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ከምዘውዓለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ዘለዉ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርህክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ጣሰው ቻለው፥ ኣብቲ ክልል ወረዳ ሶፊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝገበሩዎ ዝተዋደደ ስራሕ 35 ሸጓጉጢን 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበግሶ ሰናይ ስራሕቲን ተግባራት ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተበግሶ ሰናይ ተግባራትን ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ መደርበዪ ጓሓፋት ዝነበሩ ከባቢታት ብሰናይ ተበግሶ ናብ ምቹው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘጋጠሙ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይሳለጥ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 49 ሺሕን 65 ሰባት ጉድኣት በፂሑዎም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 49 ሺሕን 65 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮግራም ውሕስነት ምግብን ምክልኻል ሓደጋን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሮ ኩልሱማ ቡርሃባ ንፋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና፣ ሩስያን ኢራንን ንፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ክፀልዋ ይሰርሓ ኣለዋ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፣ ሩስያን ኢራንን ንፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ክፀልዋ ፃዕሪ ዝገብራ ዘለዋ ሃገራት ምዃነን ላዕለዋይ ሓላፊ ስለያ ኣሜሪካ ዊልያም ኢቫኒንያ ተዛሪቦም። እቲ ዝወፅአ መግለፂ፥ እተን ሃገራት ብግሁድን ብሕቡእን ኣገባብ ነቲ ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ፅልዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዘይምርግጋዕ ንምፍጣር ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 121 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ወረዳ ጉባ ጉንፂ ብሄርን ዘይምርግጋዕን ንምፍጣር ዓሊሙ ይንቀሳቐስ ናይ ዝነበረ ጉጅለ ኣካል ኢዮም ዝተብሃሉ 121 ተጠርጠርቲን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናትን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ተዓዋቲ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣፍሪካ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣፍሪካ ኮይኖም። እቲ ሽልማት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ንዕብየት ኦሎምፒክ ስፖርት ደገፍ ንዝገበሩ መራሕቲን ፍሉጣት ሰባትን ዝህቦ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ትግራይ ብሰናይ ተበግሶኦም ክረምታዊ ወፍሪ ግልጋሎት ብምክያድ ልዕሊ 224 ነጥቢ 1 ሚልየን ብር ካብ ወፃኢ ኣድሒኖም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ትግራይ ብሰናይ ተበግሶኦም ክረምታዊ ወፍሪ ግልጋሎት ብምክያድ ልዕሊ 224 ነጥቢ 1 ሚልየን ብር ካብ ወፃኢ ከምዘድሓኑ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ገሊፁ። ኣብ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ላዕለዋይ ክኢላ ምዕባይ ተሳትፎ…