ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስተኣዊ መድረኽ ድርድር ግድብ ህዳሰ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ዝተጀመረ ሰለስተኣዊ መድረኽ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ እውን ይቕፅል ኣሎ። ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ዝሳተፍሉ እቲ ሰለስቲኣዊ ድርድር ብቪዲዮ ኮንፍረንስ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 583 ሰባት እንትርከቡ 26 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 907 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 583 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…
ኮሮናቫይረስ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝኸውን ፍቱን መድሓኒት ዘይክህሉ ይኽእል ኢዩ – ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝኸውን ፍቱን መድሓኒት ዘይክህሉ ከምዝኽእል ውድብ ጥዕና ዓለም ኣተሓሳሲቡ። ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ መርብ ሓበሬታ ቪዲዮ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ነቲ ቫይረስ ዝከላኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅድሚ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ ዝኾነ ይኹን ምዝገባ ተምሃሮ ምክያድ ኣይከኣልን – ሚኒስቴር ትምህቲ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ ዝኾነ ይኹን ምዝገባ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ 2013 ዓ.ም ምክያድ ከምዘይከኣል ሚኒስቴር ትምህቲ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ፥ ዝተወሰና ናይ ውልቀ ኣቢያተ ትምህርቲ ምዝገባ ተምሃሮ ንምግባር ንወለዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ክቕፅል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕን ንግዚኡ ተቛሪፁ ዝነበረን ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስቴሩ እንደገለፀውም በአፍሪካ ህብረት መሪነት ለ11 ቀናት ሲካሄድ ቆይቶ ከሁለት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር 511 ሺሕን 485 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትልከፉ፥ 8 ሺሕን 366 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኩለን ወረዳታት ብመገዲ ኣስፋልት ንምርኻብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ። Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ኩለን ወረዳታትን ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ዘራኽቡ መገዲታትን ብመገዲ ኣስፋልት ንምርኻብ ትልሚ ከምዝተትሓዘ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ዕዮ ምስ ሚኒስቴር ትጋንስፖርትን ተፀዋዕቲ ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ድማ ምክትል ከንባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ይቕርቡ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ከምቲ ብሃድነት ፀቢቕናን ደሚቕናን ዝጀመርናዮ፤ ኣምሒሩልናን ደሚቕናን እናሃለወ ክንዛዝሞ ኢና – ም/ቀ/ሚ ኣይተ ደመቀ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሰ ከምቲ ብሃድነት ፀቢቕናን ደሚቕናን ዝጀመርናዮ፤ ኣምሒሩልናን ደሚቕናን እናሃለወ ክንዛዝሞ ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። “ግድብ ህዳሰ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝበፅሐሉ ቀዳማይ ዙር ምምላእ ማይ ናይ ትማሉ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ 28 ሰባት ብቫይረስኮሮና ህይወቶም እንትስእኑ 707 ሰባት ድማ በቲ ቫይረስ ተለኺፎም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 28 ሰባት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፀን ከምዝፀሓፈኦ፥ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 607…