ኮሮናቫይረስ ኣብ ኬኒያ ኣባላት ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ተረኺቡዎም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኬኒያ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ከምዝተረኸበቦም መራኀብቲ ሓፋሽ ኬኒያ ፀብፂበን። ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ሓደ ኣባል እቲ ስድራቤት ናይ ወፃኢ ጉዕዞ ገይሩ ከምዝነበረ ኣፍሊጡ። ኣባል እቲ ስድራ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 20 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 20 ሺሕን 336 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓላፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 319 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 459 ከምዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምላእ ማይ ሩባ ኣዋሽ ስዒቡ ኣብ ክልል ዓፋር ዝርከቡ 32 ሺሕ ዜጋታት ተመዛቢሎም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምላእ ማይ ሩባ ኣዋሽ ስዒቡ ኣብ ዝተፋለያ ወረዳታት ክልል ዓፋር ዝርከቡ 32 ሺሕ ዜጋታት ከምዝተመዛበሉ ቤትፅሕፈት ምትሕብባር ውሕስና ምግቢን ምክልኻል ሓደጋን እቲ ክልል ገሊፁ። ኣብ ክልል ዓፋር ዝወቅዕ ዘሎ ዝናብ ክረምቲ ስዒቡ ሩባ ኣዋሽ መሊኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጊቤ III እናመልአ ስለዝመፅአ ካብቲ ግድብ በቢብርኩ ማይ ከምዝስደድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ማይ ጊቤ III እናመልአ ስለዝመፅአ ካብቲ ግድብ በቢብርኩ ማይ ንምስዳድ ዘኽእል ስራሕቲ ፈተነ ተኻይዱ። እዚ ድማ ካፍቲ ግድብ ዝስደድ ማይ ኣብ ታሕተዎት ተፋሰስቲ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከየስዕብ ንምቁፅፃርን እቲ ማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ መሰረታዊ ለውጢ ምምፃእ ቀንዲ ውራይ ዝቕፅል ዓመት ኢዩ – ኢ/ር ታከለ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀንዲ ውራይ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ መሰረታዊ ለውጢ ምምፃእ ከምዝኸውን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቢሮ ፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶ ሓገዝ መተንፈሲ ቬንትሌተራት ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶ ሓገዝ መተንፈሲ ቬንትሌተራት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚነስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትልሚ 10 ዓመት ዘፈር ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ንምግባር ከምዝተሃቀነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትልሚ 10 ዓመት ዘፈር ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮጵያ ካብ ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ንምግባር ከምዝተሃቀነ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ትራንስፖርት ተፀዋዕቲ ትካላት ዝኾኑ በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም፣ በዓል መዚ ትራንስፖርት ፌዴራልን ማሕበር ኣክሲዮን መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስር ኣቢይ ኣብ ሊባኖስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ቤሩት ምስ ዝርከብ ቆንስላ ኢትዮጵያ ንክራኸቡ ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሊባኖስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ከተማ ቤሩት ምስ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ንክራኸቡ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቤሩት ብዝበፅሐ ልዑል ሓደጋ ምፍንጃር ዘጋጠመ መጉዳእቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትማሊ ኣብ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ብዘጋጠመ ሓያል ምፍንጃር ነታጒ ልዕሊ100 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ርእሰ ከተማ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ብዘጋጠመ ሓያል ምፍንጃር ነታጒ ብውሑዱ 100 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ። እቲ ኣብ ወደባዊ ክፋል እታ ከተማ ዘጋጠመ ኣዝዩ ዘደንግፅ ነታጒ፥ ክሳብ ሕዚ መልዐሊ እቲ ሓደጋ ኣይተፈለጠን ተባሂሉ። በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትጵያ ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናይ ባዕላ ደምቢ ኣመላልኣ ግድብ ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትጵያ ኣብ ሞንጎ ሰለስቲአን ሃገራት እናተካየደ ኣብ ዝርከብ ድርድር ግድብ ህዳሰ ናይ ባዕላ ደምቢ ኣመላልኣ ግድብ ኣቕሪባ። ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝተሳተፉሉ ሰለስተኣዊ ድርድር፥ ብኮንፈረንስቪዲዮ ተሓጊዙ ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሩ…