ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኣ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ኣመራርሓታት ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ዘለዉ እዋናዊ ጉዳያት ሃገር ዘድሃበ ከምዝኾነ ኢቢሲ ፀብፂቡ።…