ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብህራዊ ኮሚቴ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተዛቲዮም።
ቅንዲ ዕላማ እቲ ዘተ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተሳለጡ ተግባራት ብህራዊ ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምግምጋምን ንዝቕፅል ዓመት ኣንፈት ምሃብን…