ስፓርት መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን የካይዳ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግጥም ደርቢ ትግራይ ኣብ መንጎ ቻምፕዮን ዓመተ 2011 መቐለ 70 እንደርታን መራሒት ሊግ ዓመተ 2012 ወልዋሎን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታድየም ትግራይ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ጋንታታት ዝካየድ ዘሎ ፀወታ፥ ካብ ግዘ ናብ ግዘ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝኸውን ድልድል ኣየር ሰዓት መራኸብቲ ሓፋሽ ንምውፃእ ምድላው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ፕሮግራሞምን ዕላመኦምን ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንህዝቢ ዘፋልጡሉ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ድልድል ኣየር ሰዓት ንምውፃእ ምድላዉ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ እዋን ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ጎስጓስ መረፃ…
ስፓርት ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ዓመተ 2019 ተዓዊቱ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቹጋላዊ ኣጥቃዒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጁቬንቱስ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ሽልማት ክብሪ ብሉፅ ተፃዋታይ ዱባይ ሶኮር ግሎብ ዓመተ 2019 ተዓዊቱ። ተዓዋታይ ዋንጫ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ድማ ብሉፅ ጋንታ ዓመተ 2019 ብምዃን ተሸሊሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ሪያድ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ንጉስ ካሊድ እንትበፅሑ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሳዑዲ ዓረብ ፕሮፌሰር ኣሕመድ ቢን ኣብዱላዚዝ…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ሰገናት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ስተዲየም ኣሰላ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ደቂ 15፣ 16፣ 17 ዓመት ሰገናት ዝሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ ስውኣት፣ ስቪል ሰርቫንት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ፅኑዕ ስትራቴጂካዊ ርክብ ኣብ ዝቕፅል ዓመት እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ታን ጂያን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዓመተ…
ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ መተግበሪ ካርታ ትልሚ ጉዕዞ ብዕሊ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንምምሕያሽ ትራንስፖርት ህዝቢ ክሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ ዝተኣመነሉ መተግበሪ ትልሚ ጉዕዞ (ዲጂታል ማፒንግ) ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ቴክኖሎጂ መሰረት ዝገበረ መፍትሒ ሒዝካ ምንቅስቓስ ከምዝግባእ ኣብቲ…
ቢዝነስ ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ወጊኑ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ- ግእዝ ስርሑ ብዕሊ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝወገነ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበር ምስ ዩንቨርስቲ መቐለ ኮሌጅ ሕግን ምምሕዳርን ብምትሕብባር፥ “ማይክሮ ፋይናንስ ንኹለመዳይ ዕብየት” ብዝብል ርእሲ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትግራይ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕሊ 5 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ትግራይ አብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ዓዲ ክወፁን ክኣትውን ዝተረኸቡ…