ኣብ ኣቢያተ ህንፀት ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል 4 ሺሕን 11 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ከምዝፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣቢያተ ህንፀት ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል 4 ሺሕን 11 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ከምዝፍትሑ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ላዕለዋይ ዓቃቢት ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ቦርድ ይቕሬታ እቶም…