Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ደብረፅዮን ኣብ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኣዋሽን ፋብሪካ ጋርመንት ቪሎሲቲን ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ሎሚ ሐዓልቲ ኣብ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኣዋሽን ፋብሪካ ጋርመንት ቪሎሲቲን መቐለ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ፋበሪካ ሓፂነ መፂን ኣዋሽ ቴንዲኖታት ምፍራይ ምጅማሩ ንስራሕቲ ኮንስትራክሽን ትግራይ…

ጋንታ ወልዋሎ ንስሑል ሽረ 3 ንባዶ ረቲዓታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ጋንታ ስሑል ሽረን ወልዋሎን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ወፀታ፥ ገናናው ረጋሳ ኣብ መበል 16 ደቓይቕ፣ ጁኒያስ…

ትካላት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያን ህንዲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ጥምረት ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካላት ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያን ህንዲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ጥምረት ኣጣይሾም። ንዘሓለፉ ተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ክካየድ ዝቐነየ ኤክስፖ ምትእስሳር ዕዳጋ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኢትዮ-ህንዲ ተዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ምትእስሳር ዕዳጋ…

ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝምራሕ ልዕሊ 60 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ከምርሕ ኢዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን፣ ብሄራዊ…

መሻርኽቲ ልምዓት ተወሳኺ 3 ቢሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መሻርኽቲ ልምዓት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ዘሎ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዝዓለመ ተወሳኺ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ደገፍ ንምግባር ቃል ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፅዎ፥…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 77 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ስርዓት ኣመራርሓን ፕሮጀክትታት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ተዛቲዩ።…

ቻይና ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ 5ጂ በይነ መረብ ሳትላይት ዕላዊ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋላክሲ ስፔስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ቻይና ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ በይነ መረብ ሳትላይት ዕላዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ነቲ ሓዱሽ ሳትላይት ንምምዕባል ሓምሻይ ወለዶ (5 ጂ) ግልጋሎት ኢንተርኔት ከምዝተጠቐመ እውን ገሊፁ። እቲ ሓዱሽ ሳትላይት፥…

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ክፍሊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኣፍሪካ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ክፍሊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኣፍሪካ ሹካት ዓብዱልራዛቕ ተዛትዮም። ኣብ ዙርያ ቴክኖሎጂ ኣቶሚክ ብሓባር እናተሰርሑ ዝርከቡ…

ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ?-መንግስቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 45 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ 11 ለካቲት ብዝምለከት ሰሙናዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝብን…

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ርክበን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ብዝበለፀ ንምሕያል ከምዝስራሕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ማርቆስ ተክሌ ምስ ሚክትል ሚኒስትር ፍትሒ ኖርዌይ ክርስቶፈር ሲቨርሴን ተዛትዮም። እብቲ እዋን ዘተ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር…