ኩባኒያታት ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎም ተሳትፎ ኢንቨስትመንት ንኸጠናኽሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ኩባኒያታት ኔዘርላንድስ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝፈጠሮ ምቹው ዕድል ብምጥዋም ተሳትፎ ኢንቨስትመንቶም ንኸጠናሕሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡
እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ክርስቲን…