Fana: At a Speed of Life!

ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸበለን ቁፅሪ ሃገራት ኣፍሪካ 6 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸበለን ሃገራት ኣፍሪካ ቁፅረን ካብ ሰለስተ ናብ ሽዱሽተ ክብ ከምዝበለ ተገሊፁ። ኣቐዲሙ እቲ ቫይረስ ዝተረኸበለን ናይጄሪያ፣ ግብፂን ኣልጄሪያን እንትኾና፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ሞሮኮ፣ ቱኒዚያን ሴኔጋልን ብቫይረስ ኮሮና…

ባህሊ ሓቢርካ ምንባርን ፍቕሪን ከባቢ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅና ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋን ክልል ሃረሪን ዘካይድዎ ስልጠና ይቕፅል ኣሎ። ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ስልጠና ድማ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሁመድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን…

ጣሊባን ኣብ ልዕሊ ወታሃደራት ኣፍጋኒስታን ዝገብሮ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጣሊባን ኣብ ልዕሊ ወታሃደራት መንግስቲ ኣፍጋኒስታን ዝገብሮ መጥቃዕቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ቀዳም ስምምዕ ሰላም ዝፈረመ እቲ ጉጅለ፥ ድሕሪ ክልተ መዓልቲታት እዩ ነዚ መግለፂ ሂቡ ዘሎ ተባሂሉ። ጣሊባን ምስ…

ኣብ እስራኤል ኣብ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ መረፃ ፓርቲ ሊኲድ ይመርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ብዝተገበረ ሓፈሻዊ ምርጫ ክሳብ ሐዚ ብዘሎ ውፅኢት ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ቤንያሚን ኔታንያሁ ዝመርሕዎ ፓርቲ ሊኲድ ይመርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ቦርድ ምርጫ እስራኤል ከምዝበሎ፥ ኣብ መላእ እታ ሃገር ድምፂ ካብ ዝተውሃበ እቲ…

ትዊተር ሰራሕተኛታቱ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ንኽሰርሑ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ቴክኖሎጂ ትዊተር ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ሰራሕተኛታቱ ካብ ገዝኦም እንተይወፅኡ ስረሖም ክሰርሑ ኣዚዙ። እቲ ትካል ኣብ ሆንግ ኮንግ፣ ፓንን ደቡብ ኮሪያን ዝርከቡ ሰራሕታኛታቱ ኣብ ውሽጢ ገዝኦም ኮይኖም ናይ ምስራሕ ግቡአ…

ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዕላዊ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ዝገበረ ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ እታ ሃገር መሓመድ ዓሊ ሁመድ ብዝቐረበሉ እንግዶት ኢዩ።…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ማሕበር ሰብ ታክሲ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ማሕበር ሰብ ታክሲ ኣዲስ ኣበባ ተዛትዮም። እቶም ኣባላት፥ ቅድሚ እቲ ዘተ ኣብ ፕሮጀክት ምውቃብ ሸገርን ኣብ እንጦጦ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲን ሓዊሱ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየዱ…

ሰሜን ኮርያ ክልተ ሚሳኤላት ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ክልተ ሚሳኤላት ምውንጫፋ ሰራዊት ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ሚሳኤላት ካብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ እታ ሃገር ናብ ባህሪ ጃፓን ዝተወንጨፉ ኢዮም። እቲ ናይ ሕዚ ፈተነ ብኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ዓመተ 2020 ካብ ዝኣቱ ንደሓር…

ተመረቐቲ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ራያ መበል 124 ዓመት ዓወት ኩናት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር ወፍሪ ፅሬት አሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቐቲ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ራያ መበል 124 ዓመት ዓወት ኩናት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር አብ ሓወልቲ ሃርበኛታት ከተማ ማይጨው ወፍሪ ፅሬት አሳሊጦም። እቶም ንፈለማ እዋን አብ 2012 ዓ.ም ዝምረቑ ናይ ዩኒቨርስቲ ራያ ተምሃሮ፥ ማይጨው ናይ ፍቕሪ…

በዓል ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊነት ሃገር ዘይደራደሩ ምዃኖም መርኣያ ኢዩ – ፕሬዚዳን ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊነት፣ መሰልን ናፅነትን ሃገር ዘይደራደሩ ምዃኖም መርኣያ ከምዝኾነ ፕሬዚዳን ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መበል 124 ዓመት ዓወት ዓድዋ፥ ባዕዳዊ ወራሪ ጣሊያን…