ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ይፈልይ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶም ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ንምፍላይ ብዘገርም መገዲ ዓወት ኣብ ምፍፃም ይርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 4ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻርን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስምምዕ ንምፍፃምን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…
ቴክኖሎጂ ቻይና ፈላማይ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ዕላዊ ገይራ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቻይና ኣብ ዓለም ፈላማይ ዝኾነ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ኣብታ ሃገር ንኽትግገበር ፍቓድ ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በቲ ትካል ፍቓድ ዝተውሃም ኢ ሃንግ ሆልዲንግን ሄፊ ሄይን ዝተብሃሉ ትካላት መገዲ ኣየር ዘቕረቡዎ…
ጥዕና ኦቲዝም እንታይ እዩ? Desta Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦቲዝም ሕማም ዘይኰነስ ሓደ ሰብ ሒዝዎ ዝውለድን ንምሉእ ዕድመ ዝፀንሕን ኵነታት እዩ። ሕክምናዊ መፀውዒኡ ‘ኦቲዝም ስፔክትረም ዲስኦርደር’ ወይ ኤኤስዲ ይበሃል። ገለ ሰባት ግን ኣብ ክንዲ ኤኤስዲ፥ “ኦቲዝም ስፔክትረም ኮንዲሽን” ወይ ኤኤስሲ…
ስፓርት ኬቨን ዲብሮይነ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ማንቼስተር ሲቲ ከምዝለቅቕ ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኬቨን ዲብሮይነ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት ፃሒት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብታ ጋንታ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ኩንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑ ገሊፁ Desta Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ልኡኹ ብኣተኣማማኒ ምውፅኡን ህልውና ሃገር ብጅግንነቱ ምፅንዑን ኣፍሊጡ። ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ፥ ብሞያ ኣቪዬሽን ነቲ ትካል ንከገልግሉ ናብ ስልጠና ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ዝተፀንበሩ ምልምል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ይሳለጥ አሎ mizan mekonen Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ መበል 14 ዓመት ኣመልኺቱ መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ኢትዮጵያ ትኽእል እያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘሰናድኦ ቢሮ ባህሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መሸጣ ካርቦን 70 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ mizan mekonen Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ካብ ካርበን መሽጣ 70 ሚሊየን ዶላር ንምርካብ ዘኽእል መረዳድኢ ስምምዕነት ምስ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ምክያዳ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ከበደ ይማም ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ቤልጂየምን ሉክሰምበርግን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት ቤልጂየምን ሉክሰምበርግን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መማረፂታት ኢንቨስትመንት ክሳተፉ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ኤምባሲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለው ኣማራፂት ኢንቨስትመንት ንምድንፋዕ መፋለጢ መድረኽ ንግድን…
ቢዝነስ ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሸገርን ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣቢሎም ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ በጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዑል ለውጢ ዘምፅኡ ኢንዱስትሪታት ይዕዘቡ…