ትካል ገንዘብ ዓለም ንኢትዮጵያ ብመልክዕ ልቓሕን ሓገዝን ዝወሃብ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ.ኤም.ኤፍ) ኣብ ሰለስተ ዓመት ተግባራዊ ዝግበር ብመልክዕ ልቓሕን ሓገዝን ንኢትዮጵያ ዝወሃብ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘፅደቐ ኣፍሊጡ።
እቲ ገንዘብ ንመፈፀሚ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ሃገር…