ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ሩባ ስሉሕ ልዕሊ 70 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ምስ ዓለም ለኸ ትካል ረዲኤት ሕቡራት መንግስትታት አመሪካን ህዝብን ብምዃን ዝሃንፆ ዘሎ ሩባ ስሉሕ ህንፀቱ ልዕሊ 70 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ሩባ ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ጣብያ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ተዓዘብቲ ከምዝልእኽ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ኣብ ተካይዶ ሃገራዊ መረፃ ተዓዘብቲ ከምዝልእኽ ገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ አሕመድ ምስ ምስ ጉዳያት ወፃኢን ሓላፊ ፖሊሲን ፀፅታን ከምኡ እውን ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ…
ጥዕና ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና ክንፈልጦም ዝግብኡና ነጥብታት Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ክፋላት ዓለም እናተስፋፍሐ ይርከብ። ብምኽንያት እዙይ ውድብ ጥዕና ዓለም ቫይረስ ኮሮና ዓለም ለኸ ስግኣት ጥዕና ኢዩ ኢሉ ኣዊጁ ኣሎ። ቀንዲ መመሓለለፍትን መከላኸሊ ሜላን እቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)10ይ ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባን ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀኔራል እንደሻው ጣሰውን ሓዊሱ ኮሚሽነራት ፖሊስ ኩለን ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ደብረፅዮን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ራፋኤል ሞራድ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ራፋኤል ሞራድ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ትሕብብርን ምድግጋፍን ኩለ መዳይ ልምዓት ትግራይን እስራኤልን ብዝምልከት ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣብ ሮም ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ጎድና ጎድኒ ኣብ ጣሊያን ዝገብሩዎ ዘለዉ ዑደት ኣብ ሮም ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትር ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም ኩ ዶንገዩ፣ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ፍራንስ ቲመርማንስ ተዛቲዮም። ኣብ ፃንሒቶም ድማ ኣብ ዓውዲታት ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኣውሮፓን ኣድሂቦም ልዝብ ገይሮም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሙቕ ቅያ መበል 19 ክፍለ ዘመን ኣቦሓጎታትና ዓቂብና ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና – መንግስቲን ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ድሙቕ ቅያ መበል 19 ክፍለ ዘመን ኣቦሓጎታትና ዓቂብና ሓዱሽ ታሪኽ ክንፅሕፍ ኢና ክብል ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ ኣፍሊጡ። ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግልፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ ድሙቕ ቅያ፣ መበል 19…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይ ሚኒስትር ድሕንነት ደቡብ አፍሪካ ስልኪ ተጠሊፉ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ድሕንነት ደቡብ አፍሪካ ኣያንዳ ድሎድሎን ምክትለንን ስልኪ ምጥላፉ ተገሊፁ። መርመርቲ እታ ሃገር ናይተን ሚኒስትርን ካልኦት መሳርሕተንን ስልኪ ብኸመይ ከምዝተጠለፈ እናተፃረየ ምዃኑ ገሊፆም። እቶም ጠለፍቲ ዝተፈላለዩ ሰነዳትን ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ሰነዳት እናሓተመ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ የተለያዩ ዘይሕጋዊ ሰነዳት እናሓተመ ዝተረኸበ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ተጠርጣሪ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ ሽዱሽተ ብልምዲ ጨው በረንዳ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብሓበሬታ…