ንኢትዮጵያ ጉዕዞ ብልፅግና ኩለ መዳያዊ ክእለትን ፃዕሪን ሰራሕተኛታት ወሳኒ እዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንኩለመዳያዊ ብልፅግና እትገብሮ ጉዕዞ ዓንዲ ኮይኖም ዝተፈለዩ ቁጠባዊ ዓውድታት ኩለመዳያዊ ክእለትን ፃዕርን ሰራሕተኛታት ዝሓቱ ምዃኖም ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡
እቲ ግልጋሎት ንመዓልቲ ሰራሕተኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም…