ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ልዑል ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ።
‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ…