ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ መቅደላ ኣብ ሞንጎ ውልቀ ሰባት ብዝተለዓለ ጎንፂ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ መቅደላ ኣብ ሞንጎ ውልቀ ሰባት ብዝተለዓለ ጎንፂ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ምሕላፉ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ።
ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ ተፈራ ሞላ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ፀገም ትማሊ ካብ ሰዓት ሸሞንተ…