ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ንተወሰኽቲ 23 መዓልቲታት ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዝብል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ንተወሰኽቲ 23 መዓልቲታት ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ተወሲኑ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ200 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ዓለባ ሃሪ ህንፀት ቀዳማይ ምዕራፉ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብ200 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረዪ ዓለባ ሃሪ ህንፀት ቀዳማይ ምዕራፉ ተዛዚሙ። ኩባኒያ መፍረዪ ሃሪ ኪንግደም ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ብኽልተ ምዕራፍ ዝህነፅ ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ፋብካ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤግዚም ኮሪያን ስምምዕነት ልቓሕ 93 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ኤግዚም ኮሪያ ስምምዕነት ልቓሕ 93 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪማ። እቲ ስምምዕነት ልቓሕ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ማኔጂንግ ዳይሬክተር ባንኪ ኤግዚም ኮሪያ ሺን ዲኦግ ዮንግን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋን ምንካይ ግራምን ባኒ ኣብ ዝገብሩ ትካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 አዲስ አበባ ፣ መጋቢት 23 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወሰኽ ዋጋን ምንካይ ግራምን ባኒ ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ትካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ። ቢሮ ንግዲ ምምሕዳ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብዚ ሰሙን ሓደሓደ እንዳ ባኒታት ብዘይ ምንም ምኽንያት ውኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ኣርኢዮም ህይወቶም ዝሓለፉ ወዲ 68 ዓመት ኢትዮጵያዊ ቫይረስ ኮሮና ከምዝነበሮምን ከምዘይነበሮምን ንምርግጋፅ ይፃረ ኣሎ –… Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ተተሓሒዙ ሕክምና እናተገበረሎም ዝፀንሑ ወዲ 68 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሎሚ መዓልቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና አፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እቶም ውልቀ ሰብ ምስ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ተተሓሒዙ ትማሊ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ተዘኪሩ ንኸውዕል ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንተዘኪሩ ንኽውዕል ተወሲኑ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ታሽዓይ ዓመት…
ኮሮናቫይረስ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 29 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ናይ 68 ሰባት ምርመራ ቦራቶሪ ኣካይዱ ብቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ይኹን ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብዘይ ኣፈላላይ ከም ሓደ ሰራዊት ብሰዓራይ መንፈስ ክለዓል ይግባእ – ቀ/ሚ… Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ቫይረስ ኮሮና ክንከላኸሎ ኢና፤ ግድብ ህዳሰ እውን ክንዛዝሞ ኢና” ኢሎም። ህንፀት ግድብ ህዳሰ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ መዓልቲ ክሳብ 400 ምርመራ ኮቪድ-19 ዝገብሩ መሳርሒታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢንስቲትዮት ምርምር ኣርማዎር ሃንሰንን ብሄራዊ ማእኸል ምርመራን መፅናዕቲን ጥዕና እንስሳትን ምርመራ ኮቪድ-19 ተጀሚሩ። ክልቲአን ትካላት ኣርባዕተ ማሽናት ኣርቲ ፒሲኣር ብምጥቃም ኣብ መዓልቲ ክሳብ 400 ዝኣክል ምርመራ ኮቪድ-19 ከምዝገብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍካ ኣብ ክሊ ቫይረስ ኮሮና ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍካ ሲሪል ራማፎሳ ኣብ ክሊ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣድሂቦም ብስልኪ ተዛትዮም። እቶም ቀዳናይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ፅዕንቶ ኮቪድ-19…