ካብ ማላዊ ናብ ሞዛምቢክ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ማላዊ ናብ ሞዛምቢክ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
እቶም ስደተኛታት ካብ ማላዊ ናብ ሞዛምቢክ ክሰግሩ ኣብ ዝተሳፈሩላ ናይ መጓዓዝያ መኪና ተዓፊኖም ከም ዝሞቱ ኢዩ ተሓቢሩ።…