ኣብ ክልል ደቡብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምንካይ ን3 ሺሕን 642 ተሃነፅቲ ምሕረት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንመዕጋት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኣቢያተ ህንፀት ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ በቲ ሕማም ከይጥቅዑ ንምክልኻል 3 ሺሕን 642 ተሃነፅቲ ብምሕረት ንኽፍትሑ ተወሲኑ…