ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ ካልኦት…