ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊትና ካብ ውግንና ዝፀረየ ሓይሊ ሰላም ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊትና ካብ ፓለቲካ፣ ዘርእን ሃይማኖትን ውግንና ዝፀረየ ሓይሊ ሰላም ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዥር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ብመርሃ ግብሪ ዲግሪ ዘሰልጠኖም መበል…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሽዱሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እቲ መርሃ ግብሪ፥ ኖቲንግሃም ፎረስት ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሰዓት 9፡30 ከካይዳ ኢየን። ሰዓት 12፡.00 ድማ፥ ብራይተን ምስ ፉልሃም፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማዕርነት ስርዓተ ፆታ ኣብ ኩሉ ዓውዲ ንክረጋገፅ ይስራሕ ኣሎ-ሚኒስትር ዴኤታ ሶፊያ ካሳ(ዶ/ር) Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 49 ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ተረኺበን መልእኽቲ ዘሕለፋ ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወይዘሮ ፍረ ወይኒ ገ/ሄር፥ በብምዕራፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲፕሎማት ኢትዮጵያዊ መንእሰይ – ቸርነት ሃሪፎ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲፕሎማት ኢትዮጵያዊ መንእሰይ ቸርነት ሃሪፎ ቀዋሚ ተወካሊ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢጋድ ብምዃን ተሸይሙ። እቲ ዲፕሎማት መንእሰይ፥ ደብዳበ ሹመቱ ንዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣቕሪቡ።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ መፅሓፍ ተምሃራይ ንምድላው ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ቅድመ ቀደማይ ጀሚሩ ክሳብ ሻምናይ ክፍሊ ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ መምርሒ መምህርን መፅሓፍ ተምሃራይን ንምድላው ዘኽእል ዘተ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዝምልከቶም ኣካላትን ይሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ህልዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ጅማ ይኽበር ኣሎ። ዳይሬክተር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሰራዊት ምክልኻል ብርጋዲየር ጀኔራል ሁሉሃገርሽ ደረስ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ምስ ደቂ ተባዕቲዮ ማዕረ ጅግንነተን ኣርእየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዑደት፥ ካብ ትካላት ጥዕና ዝተውፃእፅኡ ሰራሕተኛታት ዓውዲ ጥዕና፣ ወለንታዊያንን ሰገናትን ተሳቲፎም። እቲ ማእኸል፥ ኢትዮጵያ ብኹሎም ዓውዲታት ብዝበለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማሓዳሪ ማርሳቤት መህሙድ ዓሊ ኣብ ርኽክብ ስልጣን ገዳ ባሊ ቦረና ንምስታፍ ናብ ያበሎ ኣትዮም Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማሓዳሪ ማርሳቤት መህሙድ ዓሊን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኬኒያን ኣብ መበል 72 ርኽክብ ስልጣን ገዳ ባሊ ቦረና ንምስታፍ ናብ ከተማ ያበሎ ኣትዮም። እቶም ልኡኻት ኣብ ከተማ ያበሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝተገበረሎም ኣብ ቢሮ ባህልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነት ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን- ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ንነፃነትን ምዕባለ ኢኮኖሚን ሃገረን ኣስተዋፅኦ ገይረን ኢየን ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ እንቋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 6 ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ተኻይዱ Desta Mar 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ካብ ሰዓት 5፡00 ጀሚሩ ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት ሙሉእ ብሙሉእ ብደቂ ኣኒስቲዮ ጥራሕ ኣካይዱ። ነዚ ስዒቡ በዓል መዚ ስቪል ኣቬሽን ኢትዮጵያ ዓውዲ ኣገልግሎት ኤርናቪጌሽን ነቶም ሽዱሽተ ዓለም ለኸ በረራታት…