ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ – ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ዝተረኸበ ሓበራዊ ውፅኢት! Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ - ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ዝተረኸበ ሓበራዊ ውፅኢት ከምዝኾነ መካየዲ ስራሕ እቲ ትካል ኮሎኔል ስለሽ ነገራ ገሊፆም። ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኢንዱስትሪ ኢንጂነሪንግ ኦሙኔሽን ሆሚቾ ካብ ወፃኢ ተሞክሮታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓዉዲ መዓድን ዘሎ ዘይሕጋዊነት ደዉ ንምባል ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዓዉዲ መዓድን ዝርኣዩ ዘለዉ ዘይሕጋዊ ምንቕሽቃሳት ደዉ ንምባል እናተወሰዱ ዘለዉ ስጉምቲታት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅኡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስተ ብሄራዊ ፓርታላት ቢዝነስ ዕላዊ ኮይኖም Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለ መዳይ ኣገልግሎታት መንግስቲ ብኦንላይን ንምርካብን ግልፅነት ንምምዕባልን ዘኽእሉ ሰለስተ ብሄራዊ ፓርታላት ቢዝነስ ዕላዊ ኮይኖም። ኣብ ከተማ ባህርዳር፣ ኣዳማን ድሬዳዋን ዝትግብሩ እቶም ፓርታላት፥ ነተን ከተማታት ትልሚ ስምረት ስማርት ሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ቀዋሚት ተወካሊት ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ቀይ ወርሒን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ቀዋሚት ተወካሊት ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ቀይ ወርሒን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኣሻ መሓመድ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ መጠናኸሪ ፕሮግራም ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ብሓባር ምስራሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ዘድሀበ ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ሓድነትን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ኣብ ሓለዋ እንስሳ ዘገዳም ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ታምራት ሃይሌ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ጀማል የሱፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ጉምሩኽ ጣሊያንን ብሓባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ጉምሩኽ ጣሊያንን ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ንዘሎ ርክብ ንግዲ ዝምጥን ኣገልግሎት ጉምሩኽ ንመሃብ ብሓባር ከምዝሰርሑ ተገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ምስ ዳይሬክተር ጀኔራል ርክብ ህዝቢ ኤጀንሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ቤቨሬጅ ኬኛ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ኣምቦ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ፋብሪካ ቤቨሬጅ ኬኛ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ረእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ተወዲበን ተረባሕቲ ኢኮኖሚ ንክኾና ይስራሕ ኣሎ-ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ብልቓሕን ዕቋርን ብምዉዳብ ተረባሕቲ ኢኮኖሚ ንክኾና ሰፊሕ ስራሕ የስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ብብርኪ ዓለም ንመበል 114 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢንዱስትሪታት ግሩፕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ኣትራፊ ክኾኑ ከምዝገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢንዱስትሪታት ግሩፕ ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ናብ ከስቡ ክሰጋገራ ከምዝገበረ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ግሩፕ ኣምባሳደር ሱሌማን ደደፎ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ሱሌማን ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ነበር ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ሓፂነ መፂን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህር ዳር ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ብዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ኣብ ዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ “ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ…