ቢዝነስ 44 ፍሪያታት ጨው መኣዲ ተኣጊዶም Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ 44 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ጨው መኣዲ ህዝቢ ንከይጥቀመሎም ኣተሓሳሲቡ። እቲ በዓል መዚ ብዘካየዶ ዳህሳስ ስራሕቲ ዕዳጋ፥ 44 ዓይነታት መፍለዪ ስም ፍሪያት ዘለዎም ዝተፈላለዩ ብኣዮዲን ዝማዕበሉ ናይ ምግቢ ጨው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ሃገር ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘልዓልኡ ሕቶታት በቢብርኩ መፍትሒ ንምሃብ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣለም ፀሓይ ጳውሎስ ገሊፀን። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ረኺቦም Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሜዲካል ሆስፒታል ቅዱስ ጳዉሎስ ግልጋሎት ንቕለ ተኸላ ኩላሊት ምሃብ ካብ ዝጅምረሉ 2009 ዓ.ም ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ 172 ሕማም ኩላሊት ዘለዎም ሰባት ግልጋሎት ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በዓልቲ ሞያ ፈፃሚ ስራሕ መሪሕ ግልጋሎት ሜዲካል ሚኒስቴር ጥዕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ጉጅለ ቴክኒክ ሕርሻ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል እባተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ኣኼባ ጉጅለ ቴክኒክ ሕርሻ ብሪክስ 2025 ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ገላፃ ምግባሮም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንሩዋንዳ መዘነኦም ዝተፈላለዩ ህያባት ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ጄነራል ሙባረክ ሙጋጋ ፍሉያት ህያባት ኣበርኪቶም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ንዝተመርሐ ልኡኽ እንግዶት ድራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ከቲመን Desta Mar 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ጄነራል ሙባረክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢ ንምርካብ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ታዬ Desta Mar 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ መቐመጢ ንምርካብ ክትሰርሕ ኣለዋ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ ሓዱሽ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ስልጣኖም ካብ ነበር ኣቦ ወንበር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ዘቲዮም Desta Mar 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ዘቲዮም፡፡ ኢትዮጵያን ኩባን ርክብ ዲፕሎማሲኤን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዩ ኢፍጣር ጎዳናን ውድድር ቁርኣንን ቀፃሊ ሰንበት ክካየድ እዩ Desta Mar 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፥ ሃገር ለኸ ሰነ- ስርዓት ዉድድር ቁርኣንን ዓብዩ ኢፍጣር ጎዳናን ሰንበት 7 መጋቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሳለጥ ኣፍሊጡ፡፡ “ቁርዓን-ፍልፍል ሰላምን ፍልጠትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን እስራኤልን ሓደሽቲ መገዲ ምትሕብባር ንምፍጣር ተስማዕሚዐን Desta Mar 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚን ኢንዱስትሪን እስራኤል ኒር ባርካት ተዛትዮም፡፡ ኣብ ምትሕብባር ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን፣ ዘላቒ ዕብየት ከምኡዉን ስግግር ፍልጠትን ሓበራዊ ምዕባለን ጠመተ ብምግባር…