Fana: At a Speed of Life!

ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ሓድነት ህዝቢታት ንምጥንኻር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ ምስ ኣመራርሓ ቤት ፅሕፈት ካቶሊካዊት ኣብያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ መሓመድ÷ እት ዘተ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ ፀገማት ብምፍታሕ ብሓባር ሰላም እዛ ሃገር ንምርግጋፅ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተዛሪቦም፡፡…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደራት ሃገራት ኖርዲክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝቕመጡ  ኣምባሳደራት ሃገራት ኖርዌይ፣ ስዊድንን ፊንላንድን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ካምፓላ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ካምፓላ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢንተቤ እንትበፅሑ ሚኒስትር ምክልኻልን ጉዳይ ሃርበኛታትን ጃኮብ ማርክሰንስ ኦቦት ኣቀባብላ…

መድረኽ ዘተ ፋይናንስ፣ እቶት፣ ፕላንን ልምዓትን ፌዴራልን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 29 መድረኽ ዘተ ፋይናንስ፣ እቶት፣ ፕላንን ልምዓትን ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ እቲ መድረኽ ዘተ ተግባራዊ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ፕሮግራም መመሓየሺ…

ኢትዮጵያ ኣብ ካሊፎርኒያ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ሎስ ኣንጀለስ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰማዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ብዝበፅሐ ጉድኣት ኢትዮጵያ ከምዝሓዘነት…

ካብ ዝተፈላልለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ዓበይቲ መሻኢኽ ኣብ ኣልነጃሺ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ዝተፈላልለያ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ዓበይቲ መሻኢኽ ኣብ ኣልነጃሺ ይዛተዩ ኣለዉ። መስጊድ ነጃሺ ንመላእ ዓለም ንምልላይን መስሕብ ቱሪዝም ንምግባርን ዕላማ ኣብ ዝገበረ ሲምፖዚየም ዝሳተፉ ዓበይቲ መሻኢኽ ናብ ከተማ መቐለ ሎሚ መዓልቲ ምእታዎም…

ኣብ መዓልቲ 30 ሚሊየን ሊትሮ ፈሳሲ ዘፃሪ ዘበናዊ መፃረዪ ጣቢያ ፈሳሲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ መዓልቲ 30 ሚሊየን ሊትሮ ፈሳሲ ናይ ምፅራይ ዓቕሚ ዘለዎ ዘበናዊ መፃረዪ ጣቢያ ፈሳሲ ቦሌ ኣራብሳ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን፡፡ እቲ መፃረዪ ጣቢያ ናይታ ከተማ ፈሳሲ ናይ ምፅራይ ዓቕሚ ቅድሚ…

ኣብ ክልል ዓፋር ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ሃንፈሬ ይውገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መሸጣ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኣይሳኢታ ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ሃንፈሬ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሕድሳት ካብ ዘድሊ 174 ሚሊየን 585 ሺሕን 826 ብር ክሳብ ሕዚ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ንምፍላጥ ፅቡቕ ምስላ ክትሃንፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝግባእ ኣብ ምፍላጥን ንኻሊእ ዓለም ኣብ ምፍላጥን ፅቡቕ ምስሊ ሃገር ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንመሃብ…