Fana: At a Speed of Life!

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣንፈትን ተስፋን ሃረር ኣብ ከተማ ሃረር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደርን እቲ ከባቢ ንናብራን ንቱሪዝምን ምቹው ናይ ምግባር ምንቅስቓስን ተዓዚበ። ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ ስራሕ ዓሚቕ ዓቕሚ ምፍላጥ፤ ከባቢያዊ ፀጋታት ንምዕባለ ምጥቃም፤ ማሕበረሰብ…

ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 43 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 43 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ካልኦት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ካብ ማይናማር ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናወገነ ከምዝርከብ እውን…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና መምርሒ ፋይናንስ ደገፍን ቁፅፅርን መሃንዲስ ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ዘበናዊ መንበሪ ካምፕ ክፍለ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ሎሚ ወጋሕታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ…

ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ካካየዱ ኢዮም፡፡ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ኣብ ሜዳኣ ምስ ናይ ከተማ…

ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ቦርድ ፈንድ ድሕንነት መገዲ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ቦርድ ፈንድ ድሕንነት መገዲ (ዩኤንኣርኤስኤፍ) ብምዃን ተሾይሞም፡፡ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ስትራቴጂ ድሕንነት መገዲ ብምሕንጣፅን ትምህርቲ ድሕንነት መገዲ ኣብ ውሽጢ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ዘቲየን

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ጁንግ ካንግ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…

ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም ኢመስበርገር ገሊፀን፡፡ መቐመጢአን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበራ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣዉሮፓ ሓበራዊ መግለፂ ሂበን፡፡ ኣምባሳደር ሕብረት…

ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር ) ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋፀመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ…

ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ስታዲየም ክትሃንፅ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ሓዱሽ ዓብዪ ስታዲየም ክትሃንፅ ምዃና ዕላዊ ገይራ፡፡ ብክልተ ቢሊየን ፓውንድ ወፃኢ ዝህነፅ እቲ ሓዱሽ ስታዲየም ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡ እቲ…