ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ዱባይ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ፌዲሪኢ ኣብ ጉባኤ መንግስታት ዓለም ንምስታፍ ኣብ ዱባይ ይርከብ።…
ስፓርት ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት እንካየዱ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ዝግበረሉ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ቅድም ኢሉ ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታታት ፈረንሳይ ብረስትን ፒኤስጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኻት ኣሜሪካን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣውሮፓን መቐለ ኣቲዮም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኻት ኣሜሪካ፣ እንግሊዝ፣ ጣልያን፣ ጀርመን፣ ዴንማርክ፣ ፈረንሳይን ሕብረት ኣውሮፓን ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣትዮም። እቶም ልኡኻት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኬፕ ቨርዴን ሞሪታኒያን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳተፉ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ኬፕ ቨርዴን ሞሪታኒያን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ድሕሪ ፅባሕ 5ን 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቁልፊ ፀገማት ኢኮኖሚ ከምዝቐረፈ ተገሊፁ Desta Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለከቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመንግስቲ ተግባራዊ ዝተገበረ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቁልፊ ፀገማት ኢኮኖሚ ከምዝቐረፈ ሚኒሰትር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ገንዘንብን ተፀዋዕቲ ትካላትን ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2017 ዓ.ም ኣካይደን። ሚኒስትር ገንዘብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ። መርሃ ግብሪ ምቕባል ኣጋይሽ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝተረኸባሉ ብማርች ባንድን ብካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኤን ውመን ንማዕርነት ስርዓተ ፆታን ደቂ ኣንስትዮ ንምብቃዕን ሓገዙ ከምዘጠናኽር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ምስ ሪጅናል ዳይሬክተር ዩኤን ውመን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ደቡባዊ ኣፍሪካን ማዳም ኣና ሙታቫቲ ተዛቲየን። እተን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝገበረኦ ዘተ ኣብ ማዕርነት ስርዓተ ፆታን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፑቲን ”ኲናት ጠጠው ክብል ይደሊ እየ” ክብሉ ንኣሜሪካ መዘነኦም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት አሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ብምድሃብ ብስልኩ ተዛቲዮም፡፡ ኒዮርክ ፖስት ብምፅራሕ ኣናዶሉ ኤጀንሲ ከመዝፀብፀቦ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ምንታይ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው… Desta Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 46 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕን ብሰላም ንክዛዘም ጥምር ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን እኹል ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ኣፍሊጡ። እቲ ጥምር ሓይሊ ክሳብ ሐዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ብብርኪ…