Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ኣልግሎት 4ጂ ሞባይል ኔትወርክ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 67 ከተማታት ልዑል ቅልጣፈን ዘተኣማምን ኣገልግሎት ዳታ ንምቕራብ ዘኽእልን ዘበናዊ 4ጂ LTE ኣገልግሎት ሞባይል ከጀምር ከምዝኸኣለ ኣፍሊጡ፡፡ 4 ጂ LTE ኔትወርክ መስፋሕፍሒ ኣብ ከተማታት ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ጠለብ ዓማዊል…

መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ብምዝውዋር ዝተጠርጠሩ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ተጠርጠርቲ ኢትዮጵያ መብፅሒት ሓደገኛ መዕወኒ ሓሽሽ ንምግባር ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ…

ኣብ ሞሮኮ ስደተኛታት ዘሳፈረት ጀልባ ብምጥሓላ ብውሑዱ 69 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ስደተኛታት ዘሳፈረት ጀልባ ብምጥሓላ 25 ዜጋታት ማሊ ሓዊሱ ብውሑዱ 69 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ናብ ስፔን ንምኻድ በታ ጀልባ ዝጓዓዙ ዝነበሩ ስደተኛታት ቁፅሮም 80 ከምዝኾነ ሰብ መዚ ማሊ ተዛሪቦም። 9 ዜጋታት ማሊ ሓዊሱ 11…

ማሕበራዊ ፀገማትና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ  መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ-ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ፀገማት ሃገርና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ  መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም። ኣብ ሃገራዊ ሓድነት፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ…

ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ ወዘተ  ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ውድድራት ሓፂር፣ ማእኸላይ፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሐንኩሎ፣ ተግባራት ሜዳን ስጉምን ከምዝካየዱ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ውድድር፥ 21 ጋንታታት፣ ክልተ ማእኸላት መሰልጠኒን ሓደ ኣካዳሚን ሓዊሱ 24 ትካላት…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መቄዶንያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ተሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ማሕኸል ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእሙሮን መቄዶንያ ዑደት ኣካይዶም። ማሕኸል ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእሙሮን መቄዶንያ ኣብ 44 ከተማታት ልዕሊ 8ሺሕ  ሰባት ባህላዊን መንፈሳዊን ድልየታቶምን ክብሮምን ተሓሊዩ ዝሕገዝሉ…

ጉባኤ መራሕቲ እቲ ሕብረት ብዕዉት ኩነታት ንኽካየድ ወለንታውያን ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዕዉት ኩነታት ንኽካየድ ወለንታውያን ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንዝህቡን ንዲፕሎማሰኛታትን…

ኣብ ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት እጃሙ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ሴፍቲኔት፥ ኣብ ክልል ትግራይ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ እጃሙ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ መተሓባበሪ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ውሕስና ምግቢን ኣይተ መሓሪ ሕሸ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥…

ቢሮ ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ምሸት ሰዓት 4 ብዘይ ታሪፍ ወሰኽ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንኽወሃብ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ብስሩዕ ታሪፍ መሰረት ብምግባር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ንኽህቡ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብታ ከተማ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝህቡ ኣካላት ክሳብ ምሸቱ ሰዓት…

ዋዕላ ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ትግራይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ ስምፖዜምን ኤግዝብሽንን ክልል ትግራይ "ደኣንት ንሕውየትን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ትግራይ "ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዋዕላ ልዕሊ 300 መንቀሳቐስቲ ዳኣንት፣ ቴክኖሎጂ መባዝሕቲ ቲቪቲ ኮሌጃት፣ ናይ ቢዝነስ…