ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ በልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝመፅአሉ ሻውዓይ…