ወለዶ ካብ ዓወት ዓድዋ ብምምሃር ብልምዓት ናይ ባዕሉ ዓወት ከምዝግብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ "ዓድዋ ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኸቢሩ።
ፕሬዚዳንት ማሕበር ጀጋኑ ሓርበኛታት ጥንታዊት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ኣብ ዘመሓላለፉዎ…