ፍቼ ጫምባላላ መርኣያ ሕብረትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝኾነ ዝነኣድ በዓል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንበዓል ፍቼ ጫምባላላ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…