ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሙን ፌስቲቫል ባህሊ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 16 ፌስቲቫል ባህሊ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ እቲ ፌስቲቫል ባህሊ ንዝቕፅሉ ሰለስተ መዓልቲታ ከምዝካየድ ሓቢረን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕቤት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝተወገኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕቤት ኢኮኖሚ መሰረት ዘንብሩ ስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከምዝተወገኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ኤክስቴንሲያ ብምትሕብባር ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ቴክኖሎጂ፣ ሰብ ስራሕ ምስትውዓልን ዲጂታል ምምሕዳርን ጠሚቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም፡፡ እቲ ሰነድ ስምምዕነት፤ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ቡሌ ሆራ ብርሃኑ ለማ (ዶ/ር)ን…
ቢዝነስ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ደረሰኝ ኢድ ብኢድ መሸጣ ናብ ስርዓት ዕድጊት ንምእታው እናተሰርሐ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምትላል ዝንኪን ብቐሊሉ ዝፍለይን ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ደረሰኝ ኢድ ብኢድ መሸጣ ናብ ስርኣት ዕድጊት ንምእታው እናተሰርሐ ምኳኑ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ፡፡ ዳይሬክተር ድጋፍ ክልላት ምጥዕዓም ስርዓት ታክሲ እቲ ሚኒስቴር ብርሃኑ አበበ፤ ደረሰኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይናማር ዝተዓገቱ 246 ዜጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ተዓጊቶም ዝነበሩ 246 ዜጋታት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ብዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉድለት ፅሬት ኣብ ዝተረኸቦም 259 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉድለት ፅሬት ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቦም 259 ኣፍረዩቲ ምግቢ ፣ ኣምፃእቲን ጅምላ ኣከፋፈልቲን ትካላት ስጉምቲ ምውሳዱ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ፈፃሚት ስራሕ ጉዳያት ስትራቴጂ እቲ በዓል መዚ ፋይዛ ቢያ ከምዝገለፅኦ÷ ቀረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ተረኽ ብዘጠጠናኽር መልክዑ ከምዝተኸበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ዝተኸበረ መበል 19 በዓል ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሄራዊ ተረኽ ብዘጠናኽር መልክዑ ከምዝተኸበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ምኽባር እቲ በዓል ዝግምግም መድረኽ ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምዝገባ መለለዪ መንነት ተምሃሮ ፋይዳ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምዝገባ መለለዪ መንነት ተምሃሮ ፋይዳ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መጀመሪ ስነ-ስርዓት ብመዓርክ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ (ኢ/ር)፣ዋና ዳይሬክተር ፕሮጀክት ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ብሄራዊ ሓድነት ንኽፍጠር ገይሩ ኢዩ – ምሁራን Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያ ካብ ምቕያርን ምጥንኻር ብተወሳኺ ብሄራዊ ሓድነት ንኽፍጠር ከምዘኽኣለ ምሁራን ፖለቲካል ሳይንስ ገሊፆም፡፡ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ማእኸላት ንኽትከፍት፣ ዶባታ ንኽፍለዩን ኣፍልጦ ንኽትረክብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ርክበን ንምጥንኻር ዘርአየኦ ቆራፅነት ንኢዱ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምጥንኻር ዘርአየኦ ቆራፅነት ንኢዱ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ሶማሊያ ዝገገበሩዎ ዑደት ስዒቡ ክልቲአን ሃገራት ርክበን…