ሓምለዋይ ኣሰር ንዘላቒ ህንፀት ኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ይፃወት ኣሎ – ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንዘላቒ ህንፀት ኢኮኖሚ ወሳኒ ግደ ይፃወት ኣሎ ኢሎም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)።
ኣባላትን ሰራሕተኛታትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሻውዓይ ዙር መረሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ…