“መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"መንገዲ መደመር ናብ ሸቶ ብልፅግና ንምብፃሕ ኣዚዩ ዝተመሓየሸ መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ "ፀጋታት ትማሊን ሎሚን ኢትዮጵያ ምስ…