ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ባሌ ሮቤ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ባሌ ሮቤ ዘህነፆ መተኣናገዲ ዓማዊል ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ዋቆ ጉቱ ኣመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ርእሰ ምምሐዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ዋና ፈፃ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ዑደት ኣካይዶም Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም( ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጅግጅጋ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ መካይን ጄቱር ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ መካይን ብምግጥጣም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተርኣየሎም ከባቢታት ዘሎ መጠን ጉድኣት ዳህሳስ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዝተርኣየሎም ከባቢታት ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ዝተውፃእፅኡ ሰራሕተኛታት እዋን ሓደጋ ብምውፋር መጠን ጉድኣት ዳህሳስ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ እዋናዊ ሓበሬታ፥ ኣብ…
ስፓርት ሎሚ ዝካየድ መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 7 ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 09:30 ቶተንሃም ምስ ኒውካስትል ብዝገብርኡ ፀወታ ዝፍልም መበል 20 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብድምር ሸውዓታ ጋንታታት ከራኽብ ኢዩ። በርንማውዝ ምስ ኤቨርተን፣ ኣስቶንቪላ ምሰ ሌስተር ሲቲ፣ ክሪስታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተዋደደ መንደር ሰበኽ ሳግም ጎዴ ሞዴል ተገይሩ ክውሰድ ይግባእ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተሃነፀ ዝተዋደደ መንደር ሰበኽ ሳግም ጎዴ ሞዴል ተገይሩ ክውሰድ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ብመንግስቲ ፌዴራልን ክልል ሶማሌን ዝተሃነፀ እቲ መንደር ንማሕበረሰብ ሰበኽ ሳግም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልክት እሳተ ገሞራ ዝኾነ ኣብ ከባቢ ዱለቻ ዝተርኣየ ምፍንጃር ጥንቃቐ ከምዘድሊ ተሓቢሩ Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልክት እሳተ ገሞራ ዝኾነ ኣብ ክልል ዓፈር ዞባ ገቢ ረሱል ከባቢ ዱለቻ ዝተርኣየ ምፍንጃር ጥንቃቐ ከምዘድሊ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ። መምህርን ተመራማሪን ከፍሊ ትምህርቲ ስነ ምድሪ እቲ ዩንቨርስቲ ገዛሀኝ ይረጉ(ፕ/ር) ንፋና ሚዲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይመንግስታዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን ትውልዲን ዘለወን ግደ ልዑል ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኢም ሲ)ዘይመንግስታዊ መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን ትውልዲን ዘለወን ግደ ልዑል ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሃገርና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣብ ዝረኣዩ ዝነኣዱ ዕድላት ምዕባለ ትብርኽ ኣላ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኢም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)380 ሄክታር መሬት ዝሽፍን ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ሓደ ኣካል መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ፕሮጀክት ሸበሌ ንቐፃሊ ናይ ምስፋሕ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ኣፍሊጦም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንፃፍ ኣስፋልት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ- ሆቴል ሳይዛና- ኣብርሃ ካስትል ተጀሚሩ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)1 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ምንፃፍ መገዲ ኣስፋልት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ- ሆቴል ሳይዛና-ኣብርሃ ካስትል መቐለ ተጀሚሩ። ኣብቲ ምንፃፍ ኣስፋልት ዝተረኸቡ ኣካያዲ ስራሕ ኩባንያ ሱር ኮንስትራክሽን ኣይተ ዘንፉ ኣስፋው፥ ምስ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቅድሚ 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ እዋናዊ መርኣዪ ልምዓትን ምዕባለን ኢዩ ተባሂሉ Desta Jan 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ እዋናዊ መርኣዪ ልምዓትን ምዕባለን ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ካቢኔ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፆም። ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ምምሕዳር ፓርክ ሓድነትን ምምሕዳር ብሄራዊ…