ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ብናልፍ ምስ ሚኒስትር ህንፀት ሰላም ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ጎድኒ ንጎድኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሳላም ብሚኒስትር ህንፀት ሰላም ደቡብ ሱዳን እስቴፈን ፖን ኮል ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ከባቢ ዶብ ክልቲአን ሃገራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ዝወስዶ ሓላፍነት ኢዩ – ጁባላንድ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ከጋጥም ዝኽእል ዝኾነ ይኹን ቅልውላው መንግስቲ ፌዴራል ሓላፍነት ከምዝወስድ መንግስቲ ግዝኣት ጁባላንድ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ጁባላንድ ኣብ ሶማሊያ ቅልውላው ንምፍጣር መንግስቲ ፌዴራል እታ ሃገር ዘይተገበአ ምንቅስቓስ እናገበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ካቢነ እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ምቁራፅ ተዅሲ ክግበር ዝቐረበ ስምምዕ ጠሚቱ ክዛተ ኢዩ Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢነ ሚኒስትራት እስራኤል ምስ ዕጡቕ ጕጅለ ሒዝቦላህ ዝካየድ ዘሎ ተፃብኦታት ዝምልከት ግዝያዊ ምቁራፅ ተዅሲ ንኽግበር ሎሚ ከምዝራኸብ ተገሊፁ። እቲ ዝሕሰብ ዘሎ ምቁራፅ ተፃብኦታት ንፈለማ 60 መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስሓብ ሓይልታት እስራኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ህንዲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ህንዲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንበዲ ፍሰሃ ሻወል ደብዳበ ሹመቶም ንፕሬዚዳንት ህንዲ ዶውፓዲ ሙርሙ ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ካብ ፕሬዚዳንት ታዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 403 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 6 ክሳብ 12 ሕዳር 2017 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 403 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ተታሒዞም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣…
Uncategorized ኣብ ከባቢ ደጃች ውቤ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ደጃች ውቤ ሰፈር ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ፡፡ እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ትካል ስራሕ ኮንስትራክሽን ቻይና ጃንጉዜ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ኣመራርሓ…
ስፓርት ሞሓመድ ሳላህ ሊቨርፑል ኩንትራቱ ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃዊ ኮከብ ሞሓመድ ሳላህ ጋንትኡ ሊቨርፑል ክሳብ ሕዚ ኩንትራት ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ኣፍሊጡ፡፡ ሳላህ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ዘለዎ ኮንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክምዝዛዘም ኣልዒሉ፡፡ ይኹን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ Desta Nov 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ። “ዝማዕበለትን ሰለማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም እቲ ኤግዚብሽን ንኣጋይሽ ክፍቲ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ…
ቢዝነስ ልዕሊ 312 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Desta Nov 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 312 ነጥቢ 56 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ትካላት እቶት መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ የሳልጡ ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካ ብኣፍሪካ ምፍታት ይግባእ ዝብል ፅኑዕ ቅዋማ ብተግባር ዝገለፀ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Nov 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ፀገም ኣፍሪካ ብኣፍሪካ ምፍታት ይግባእ ዝብል ፅኑዕ ቅዋማ ብተግባር ዝገለፀ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ÷ "ዝማዕበለትን ሰላማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ"…