ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤግዚቢሽን ነጋዶ ደቂ ኣንስትዮ ምብራቕን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ኤግዚቢሽንን ኮንፈረንስን ንግዲ ፌዴሬሽን ነጋዶ ደቂ ኣንስትዮ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ያስሚን ወሃብረቢ÷ ብዛዕባ እቲ ኤግዚቢሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንተተካኢ ፍርያት ጠመተ ክዉሃብ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንተተካኢ ፍርያታት ጠመተ ብምሃብ ሃገራዊ ሽቶ ንምዕዋት ዝተጀመሩ ስራሕቲታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እተ ምክልት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክፍሊት ዲጂታል ጥዕና ንምጅማር ምስ ዝተመረፁ ትካላት ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ክፍሊት ዲጂታል ጥዕና ንምጅማር ምስ ዝተመረፁ ትካላት ፋይናንስ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቕደስ ዳባ÷ ክፍሊት ዲጂታል ስርዓት ጥዕና ኣብ መልላእ እታ ሃገር ንምጅማር ተዋዲዱን ጠመተ ተዋሂቡን ይስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ሃዴ ሲንቄታትን ነበርቲን ምስታፎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ናብ ድርድር ሰላም ንምምፃእ ድልውቲ ምዃና ምርግጋፆም ፕሬዚዳንት ትራምፕ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ስምምዕነት ሰላም ሩሲያ ዩክሬን ኣብ ሸቶኡ ንምብፃሕ ናብ ድርድር ጠረጴዛ ንምምፃእ ዩክሬን ድልውቲ ምዃና ዝገልፅ ደብዳበ ካብ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ከምዝበፅሖም ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ዋና መምርሒ ጥዕና ምክልኻል ሰራዊት ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ዋና መምርሒ ጥዕና ምክልኻል ሰራዊት ኣብ ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ማእኸል ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ሓላፊ እቲ መምርሒ ሌተናል ጄኔራል ጥጋቡ ይልማን ካልኦት በቢብርኩ ዘለዉ ኣመራርሓን ተሳቲፎም። እቲ…
ቢዝነስ ኣብ ዓዉዲ ኢነርጂ ተረባሕነት ሕብረተሰብ ዘረጋገፁ ዉፅኢታዊ ስራሕታት ምዉጋኖም ተገሊፁ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዓዉዲ ኢነርጂ ተረባሕነት ሕብረተሰብ ዘረጋገፁ ዉፅኢታዊ ስራሕቲታት ምዉጋኖም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ድሕሪ ለዉጢ ዓቕሚ ምፍልፋል ሓይሊ ብምጥንኻር መፍልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ነፀላ ያታታት ብምምካት ሓበራዊ ሃገራዊ ያታ ንምህናፅ ዝስራሕ ስራሕ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣመራርሓን ሞያተኛታትን መራኸብቲ ሓፋሽን ዓውዲ ርክብ ሀዝብን ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ኣሰናዲኡ። ሓላፊ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንስሑል ሽረ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ንስሑል ሽረ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ክትዕወት ክኢላ፡፡ ሎሚ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ብሕታዊት ሸቶ ዘላለም ኣበበ ኣብ መበል 82 ደቒቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ዘላቒ ሰላም ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዘላቒ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰላም ኣተሓሳሲቡ፡፡ “ግደ ሚዲያ ኣብ ህንፀት ሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላምን በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ምስ…