Fana: At a Speed of Life!

ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ካብ ኮንፍረንስ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክብ ከምዘብል ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ካብ ኮንፍረንስ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክብ ዘብል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ እቲ ማእኸል ሰፋሕቲ ኣገልግሎታት…

ኣሜሪካ ንዩክሬን እትህቦ ወታደራዊ ድጋፍ ንግዚኡ ደው ምባላ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕረዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃገሮም ንዩክሬን እትህቦ ወታራዊ ድጋፍ ብግዝያዊነት ጠጠው ንኽተብል ምውሳኖም ገሊፆም፡፡ እቲ ውሳነ ፕረዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ መዘነኦም ቮሎድሚር ዘለንስሊ ቕድሚ መዓልቲታት ኣብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ…

ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ፀወታታት ምትእንጋድ ክጅምር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህር ዳር ኣብ ዘደንቕ መዛዘሚ ምዕራፍ ህንፀት ከምዝርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “እቲ ስታዲየም ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ…

ኢትዮጵያን ዮርዳኖስን ኢኮኖሚ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኡመር ሁሴን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዮርዳኖስ ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ምስ ዝኾኑ ኣምባሳደር ሞሃመድ ኣቡ ዊንዲ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ኣብ…

ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ዑደት÷ መንግስቲ ዜጋታት እታ ሃገር ናብ ብራኸ ንምስግጋር ብዙሓት ስራሕቲ እናካደ ምዃኑ ኣልዒሎም፡፡ ማእኸል…

ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻ ገጠር ምዕባለ ኢትዮጵያዊያን ንምዕዋት ወሳኒ ምኳኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ልምዓት ሕርሻ ገጠር ንምፍላጥ ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ ኣብ ክልል ሲዳማ ተካይዱ:: ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ማንደፍሮ ንጉሴ (ዶ/ር) ምምሕያሽ ፖሊሲ ኣድላይነት ብዝምልከት መብርሂ…

ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ንግዲ ዶብ ኢትዮ-ደቡብ ሱዳንን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈላማይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ንግዲ ዶብ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ እናካየደ ይርከብ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ያስሚን ውሃብረቢ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልኦ፤ ዕላማ እቲ ኣኼባ እተን ሃገራት ዝከተመኦ ፕሮቶኮል…

ኣመራርሓ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን መሓዙት ትካላት ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን መሓዙት ትካላት ከምኡ እውን ሰብ ሞያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ብሚኒስትር ዴኤታ ማይን ኢነርጂን ኣብርሃ ኣዱኛ (ዶ/ር) ኣብ ዝተመርሐ መርሃ ግብሪ ዑደት÷ ኮሚሽነራትን ላዕለዎት…

ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ግደ ዓውዲ ጥዕና ዕዙዝ ኢዩ – እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ንምዕዋት ግደ ዓውዲ ጥዕና ዕዙዝ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእሐላይ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብቲ ክልል ከተማ ሆሳእና ዓመታዊ ፌስቲቫል ኤክስቴንሽን ጥዕና ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤…

ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ብሄራዊ ግንባር ናፅነት ኦጋዴን (ONLF) ዝተውሃበ መግለፂ

ብሽም ብሄራዊ ናፅነት ግንባር ኦጋዴን (ኦብነግ) "መንግስቲ ኢትዮጵያ ስምምዕነት ሰላም ጥሒሱ" ብዝብል ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ዝሃቦ መግለፂ÷ ካብ ኦብነግ ኣፍልጦ ወፃኢ ምኳኑ እናገለፅና፤ እቲ መግለፂ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2018 ኦብነግ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ ዝኣተዎ ስምምዕነት…