ኣመራርሓ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ከምኡ እውን ተወከልቲ ሲቪክ ማሕበራት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዑደት ገይሮም፡፡
ኣብ ዑደቶም ድማ እቲ ማእኸል ንኢትዮጵያ ብዝምጥን ደረጃ ምስርሑ ኣዚዩ ከምዘሕጎሶም እቶም…