ማሕበራዊ ፀገማትና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ-ኣይተ መሓመድ እድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራዊ ፀገማት ሃገርና ካብ መንጎ እንፈትሐሉ መገዲታት እቲ ሓደ ወለንታዊ ስራሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ ገሊፆም።
ኣብ ሃገራዊ ሓድነት፣ ህንፀት ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ምርድዳእን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ…