Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር – ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ “ተሳትፎ ዜጋታ ንዕዉት መካተቲ ሃገራዊ ምኽክርን ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን” ብዝብል መሪሕ…

ሚኒስትር ትምህርቲ ኣብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ-መንግስቲ ፋሲል ዑደት ገይሮም፡፡ ካብቶም ሚንስትር ብተሳኺ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን ፕሬዚዳንት ዩንቨርሲቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደ ወይን (ዶ/ር)ን ከምኡ…

ፒኤስጂ ከማንቼስተር ሲቲ ኣብ 7ይ ዙር 2ይ መዓልቲ ፀወታ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ዝቕፅሉ እንትኾኑ ፒኤስጂ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ኣርቢ ላይፕብዚግ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን ከምኡ እውን ሻካታር ዶኔስክ ምስ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ኣመረርሓ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ባንክን ኤስያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ቻይና ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ጎድና ጎድኒ ምስ ላዕለዎት ኣመረርሓ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ባንክን ኤስያ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ምቹው ሃዋህው ኢንቨስትመንት ከምዘሎ እቶም ሚኒስትር…

ካብ ግድብ ህዳሰ 1 ሺሕን 950 ቶን ፍርያት ዓሳ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሰብ ስራሕ ቃላይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 950 ቶን ፍርያት ዓሳ ከምዝተረኸበ ቢሮ ሕርሻ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር እንስሳትን ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን ኣይተ ሃይሉ ይርጋ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ…

ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ ዘድሀበ ፎረም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ ትኹረት ዝገበረ ፎረም ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በቢወርሑ ዝሰናዳእ እንትኸውን÷ ዜጋታት ብመራኸብቲ ሓፋሽ ዴሞክራሲያዊን ናፃ ሓሳብን ንምስጓም ከይዲታት ንኸዓብዩ ዝግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ…

ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ፅገናን ሓለዋን ሓድጊ ይውገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ስራሕቲ ፅገናን ሓለዋን ሓድጊ እናተወገነ ምዃኑ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ ሕድሳት ናይ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ሜትር ኣርቲስት ኣፈወርቅ ተክሌ…

ሕብረት ኣፍሪካ ተሳማዕነት እታ ኣህጉር ንምዕባይ ፋይናንሳዊ ዓቕሙ ከጠናኽር ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ተሳማዕነት እታ ኣህጉር ንምዕባይ ፋይናንሳዊ ዓቕሙ ከጠናኽር ኣለዎ ክብሉ ሰብ ሞያ እቲ ዓውዲ ገሊፀም፡፡ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብቑዓት ፍልፍል ፋይናንስ ዘይምዃነን ሉኣላዊነት እቲ ሕብረት ንኽጠሓስ ምኽንያት እናኾነ ምምፅኡ እቶም…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ምስ ኩባኒያ ዋንኮ ኢታሊ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ምስ ኩባኒያ ዋንኮ ኢታሊ ጣሊያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ህንፃታት ብሰለጤንን ፅርየትን ንምህናፅ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ህንፀት በዓል ዋና ንክኸውን ዝገብር ስምምዕ ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ስልቲ…

ኣብ  ከተማ ገርሁ ስርናይ ብኣስታት 20 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ቤት ትምህር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ትግራይ ወረዳ እገላ ከተማ ገርሁ ስርናይ ብኣስታት 20 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ቤት ትምህር ሎሚ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ፥ ብምትሕብባር ማሕበር ልምዓት እገላን ትካል ኢማጅን ዋን ደይን ዝተሃነፀ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ…