Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕና ልዕሊ 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣሲስት ኢንተርናሽናልን ሪች ኣናዘር ፋውንዴሽንን ካብ ዝተብሉ ትካላት ገበርቲ ሰናይ ልዕሊ 4 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ዝግመት ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ተረኪቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕባ ፍሬህይወት ኣበበ ኣብ እዋን እቲ ርኽክብ÷ ካብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ እዋን ስረሐን ንዝዛዘማ ኣምባደር ጋምቢያ ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ እዋን ስረሐን ንዝዛዘማ ኣምባደር ጋምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃይናባ ጃግኔን ኣሰናቢቶም፡፡ እተን ኣምባሳደር ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋምቢያ ዘሎ ርክብ ኣብ ምጥንኻር ንዘበርከተኦ ግደ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣመስጊኖም፡፡ ኣብ ቀፃሊ…

ደቃ ናብ ቤት ትምህርቲ ተፋኒ ዝነበረት ኣዶ ሓዊሱ 3 ሰባት ብሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ደብረ ብርሃን ዝጓዓዝ ዝነበረ ተሽከርካሪ ደረቕ ፅዕነት ኣብ ከባቢ ጠባሴ እንትበፅሕ መገዲ ስሒቱ ብምውፃእ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰባት ሓደጋ ኣብፂሑ። በቲ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1፡00 ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፥ ደቃ ናብ ቤት ትምህርቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ርኡይ ለውጢ ተመዝግብ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሰረተ ልምዓት ቴሌኮም ርኡይ ለውጢ ተመዝግብ ከምዘላ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ጉባኤ ልምዓት ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ። እቶም…

ኣብ ወረዳ ጋንታኣፈሹም ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር  ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሓድነት ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ህንፀት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ…

ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ስራሕቲ ስርዓተ ምግብን ኒውትሬሽንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ስራሕቲ ስርዓተ ምግብን ኒውትሬሽንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።…

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓል ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምሸት 7ይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝካየዱ እንትኾኑ ቤኔፊካ ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ባየርሊቨርጉሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሸት 2፡45 ኣብ ቤርጋሞ ጋንታ…

ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ኮሚቴ ስትሪንግ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ መሰረታዊ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ተዋዲድካ ኣብ ምፍታሕን መዳርግቲ ኣካላት ግደኦም ክዋፅኡ ኣብ…

ርክብ ኢትዮጵያን ኣንጎላን ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ሚጌል ሴሳር ዶሚንጎስ ቤምቤን ኣብ ምዕባይ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ…

ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተዓደገ ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ንዝቕፅል ዘበነ ምህርቲ ነቲ ክልል 1 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ…