Fana: At a Speed of Life!

ንሩሲያ ወጊኖም ዝዋግኡ ወታደራት ሰሜን ኮሪያ እናሞቱን እናቖሰሉን ከምዝርከቡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሩሲያ ወጊኖም ኣንፃር ዩክሬን ዝዋግኡ ወታደራት ሰሜን ኮሪያ እናሞቱን እናቖሰሉን ከምዝርከቡ ኣሜሪካ ገሊፃ፡፡ ሩሲያ ኣብ ግዝኣር ኩርስክ ቦታታት ዩክሬን ንምቁፅፃር ወታደራት ሰሜን ኮሪያ ከምዘዋፈረት ፕሬዝዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ምግላፆም…

ኣብ ትግራይ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ።

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2017 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተወካሊ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ምዘናን ፈተናን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣረጋዊ ዘፈሩ (ዶ/ር)÷ ትምህርቶም ብዝተሳለጠ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተዛዘመ ፖሊስ እታ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ እታ ክልል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ንዓመታት ዝተፅዓኖ ኣርዑት ስቓይ ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ''ሰላም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትካላት ንግዲ ክሳብ ምሸት ሰዓት 3፡30 ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትካላት ንግዲ ክሳብ ምሸት 3፡30 ኣገልግሎት ከምዝህቡ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ሃቢባ ሲራጅ ምንዋሕ ሰዓት ስራሕ ትካላት ንግዲ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብታ ከተማ ዘሎ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም…

ትሩፋት ሌማት ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ንቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢን ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትሩፋት ሌማት ኣብ ገዛን ብብርኪ ሃገርን ምግቢ ርእስኻ ንምኽኣልን ቀረብ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምርግጋፅን ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 2015 ዓ.ም ሃገር…

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ። እቶም ህዝባዊ ሰልፊታት ኣብ ከተማታት ጎንደር፣ ደብረ ታቦር፣ ደባርቅ፣ ደብረ ማርቆስ፣ ሃርቡ፣ መተማ ዮሃንስ፣ ወረታ፣ ሊበን፣ ንፋስ መውጫ፣ ሰቆጣን ካልኦት ከተማታትን ኢዮም…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣተገባብራ መሊስካ ምጥያሽ ነበር ዕጡቓት ዘተ ማሕበረሰብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ኣተገባብራ መሊስካ ምጥያሽን ናብ ማሕበረሰብ ምፅምባርን ነበር ዕጡቓት ግደ ማሕበረሰብ እንታይ ክኸውን ከምዘለዎ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት…

ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተኻየደ ዝርከብ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ዝሓትቱ ህዝባዊ ሰልፊታት ይካየዱ ኣለዉ። እቶም ሰልፈኛታት መንግስቲ ኣብቲ ክልል እናካየዶ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝድግፉ መልእኽቲታት…

ኣብ ዶብ ሶማሌ ዝርከብ ሰራዊት ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ምድላው ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዶብ ሶማሌ ዝርከብ ሰራዊት ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ምድላው ከምዝርከብ ተገሊፁ። ኣመራርሓ እቲ ጥምር ሰራዊት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሰላም ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። ሓላፊ መምርሒ ሓይሊ ምውፋር ዋና መምርሒ ወፍሪ ሰራዊት  ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው፥…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ኤር ኮንጎ” ብዝብል ስያመ ዝተውሃቦ መገዲ ኣየር ብምጥያሽ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ዴሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኮንጎ ብምዃን “ኤር ኮንጎ” ብዝብል ስያመ ዝተውሃቦ መገዲ ኣየር ብምጥያሽ ስራሕ ጀሚሩ። ኤር ኮንጎ ብክልተ ቦይንግ 737 ኣውሮፕላናት ኣብ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ዘለዉ ሸውዓተ መዕርፎ…