ኣብ ኣሜሪካ ወግዓዊ መዓልቲ ምሃብ ድምፂ ቅድሚ ምጅማሩ ልዕሊ 78 ሚልየን ሰባት ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወግዓዊ መዓልቲ ምሃብ ድምፂ ቅድሚ ምጅማሩ ድማ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት መዓልታት ጥራይ ልዕሊ 78 ሚልየን ሰባት ድምፆም ከምዝሃቡ ተገሊፁ።
ኣሜሪካውያን ሎሚ 5 ሕዳር 2024 ዓ.ም.ፈ ዝቕፅል ፕሬዚዳንቶም ንምምራፅ ድምፂ ክህቡ’ዮም።
ነቝጣታት መረፃ…