ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ካብ መሸጣ ናብ ኣሜሪካ ዝለኣኸተን መኻይን 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ብመሸጣ ናብ ኣሜሪካ ካብ ዝለኣኸተን መኻይን 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዶላር ከምዝረኸበት ተገሊፁ፡፡ ቻይና ናብ ኣሜሪካ ካብ ዝለኣኸተን መኻይን ልዑል ኣታዊ ንግዲ ወፃኢ እንትትረክብ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1992…
ቢዝነስ ፀገም ፀፅታ ኣብ ቀረብ ፍርያት ሰሊጥ ፈተና ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣን ክልል ኣምሓራ ዘሎ ፀገም ፀፅታ ፍርያት ሰሊጥ ናብ ዕዳጋ ኣብ ምቕራብ ምትእጉጓል ከምዝፈጠረ ቢሮ ንግዲን ልምዓት ዕዳጋን እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 1 ሚሊየን 800 ሺሕ ኩንታል ሰሊጥ ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ተተሊሙ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ትኹረት ንኽግበር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ፕሮጀክታት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንምዝዛም በቢብርኩ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት እጃሞም ብግቡእ ካዋፅኡ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡ ነቲ ፕሮጀክት ዝምደብ በጀት ተግባራዊ ንምግባር በቢብርኩ ዝርከቡ ውዳበታት መንግስቲ ሓዊሱ ኩሎም መዳርግቲ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻድሻይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ፤ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ከምኡ እውን ቦሩሺያ ዶርቱመንድ ምስ ባርሴሎና ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም Desta Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ክልል ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ዑደት ስራሕቲ…
ቢዝነስ ድሕንነቱ ዝተሓለወ ትራንስፖርት ነፈርቲ ንክህሉ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ክንሰርሕ ኢና-ኣለሙ ስሜ(ዲ/ር) Desta Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ድሕንነቱ ዝተሓለወ ትራንስፖርት ነፈርቲ ንክህሉ ምት ዓለም ለኸ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዲ/ር) ገሊፆም። መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ዓለም ለኸ ትካል ስቪል ኣቬሽንን በዓል መዚ ስቪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ Desta Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ዕዮ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ልኡኹ ንምውፃእ ዘኽእሎ ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ምሰርሑ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ዕዮ “ካብ ታሕሳስ ክሳብ ታሕሳስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓመት ዝተሰርሑ…
ቢዝነስ ምድላው ድርድር ንግዲ ዓለም ኣብ ጄኔቫ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ኣብ ጄኔቫ ምድላው ድርድር ንግዲ ዓለም ይርከቡ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ተካይዶ 5ይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ዕዉት ንምግባር ምስ ተደራደርቲ ንግዲ ኣሜሪካ፣ እንግሊዝ፣ ካናዳ፣ ኒውዚላንድን ሕህብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተወደቡ ገበናት ዘረፋታትን ስርቂን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባኣን ዘላቒ ሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ መንደር ፅሬት ዑደት ኣካይዶም Desta Dec 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተፈላለዩ ትካላት መሰረተ ልምዓት ፅሬት ኣብ ዝርከብሉ መንደር ፅሬት ዑደት ኣካይዶም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ መንደር ኣብ ዝርከቡ ትካላት ዓውዲ ጥዕና፣ ኮንስትራክሽን፣ ውፅኢት ግብርና፣ ዓውዲ ምግብን…