ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ፊቼ ጫምባላላ 19 መዓቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ሶሬሳ ጉዱማሌ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ሲዳማ ጃጎ ኣገኘሁ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፋብሪካ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ረፋድ ኣብ ፋብሪካ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ብርብርብ ሓይሊ ሰብን መሽነሪታትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተሓቢሩ።…
ቢዝነስ ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጂቡቲ ብሰንኪ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌከትሪክ ዘጋጠሞ ምትእጉጓል ትራንስፖርት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣሎ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጂቡቲ ብሰንኪ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌከትሪክ ዘጋጠሞ ምትእጉጓል ትራንስፖርት ንምፍታሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ(ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ጉስጓስ ትምህርቲ ክካየድ እዩ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ጠመተ ዝገበረ ጎስጓስ መድረኽ ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ንምስታፍ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ናብ ከተማ ባህርዳር ኣትዮም፡፡ እቲ ጎስጓስ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ መሓመድ ኣርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን ቀዳማይን ካልኣይን ብምውፃእ ተዓዊተን። ኣብ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ድርቤ ወልተጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 12 ዙር ሰልጠንቲ ሄራዊ ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ወለንታ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ስልጠና መበል 12 ዙር ብሄራዊ ኣገልግሎት ወለንታ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ዓዲግራት፣ ዋቸሞን ወራቤን ተኻይዱ፡፡ ተመረቕቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ዓዲግራት፣ ዋቸሞን ወራቤን ስልጠና ዝወሰዱ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ወለንታውያን መናእሰይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም 1 ሺሕን 256 ሰልጠንቲ ኣገልግሎት ወለንታ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላም “ወለንታ ብሓባር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ 1 ሺሕን 256 ሰልጠንቲ ኣገልግሎት ወለንታ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ እናሰልጠኖም ዝፀንሐ ሰልጠንቲ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቱርኪ ብዝመፅኡ ጉጅለ ሓኻይም ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ 3 ንቕለ ተኸለ ኩሊት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሃገረ ካብ ቱርኪ ዝመፅኡ ጉጅለ ሓኻይም ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ ብምርካብ ሰለስተ ዕዉት ንቕለ ተኸለ ኩሊት ኣካይዶም፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ እቲ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሕክምና ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጳውሎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) ብኣተሓባባራይነት ዲቦራ ፋውንዴሽን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት "ስርዓታት ድጋፍና ነመሓይሽ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ። ኣብቲ መርሃ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ…