ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ኣውሮፓን ወፃኢን ስሎቬኒያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ኣውሮፓን ወፃኢን ስሎቬኒያ ታንያ ፋጆን ዘቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ፥ ስሎቪኒያ ኣባል ኣውሮፓ ሕብረትን ጊዚያዊ ኣባል ቤት ምኽሪ…