ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዙምባቡዌን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብን ልምዓት ኢኮኖሚን ዙምባብዌ ምቱሊ ኢንኩቢ ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ድማ ክልቲኦም ወገናት ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉዎም ቀንዲ ስራሕቲ ሪፎርም ፖሊሲ ኢኮኖሚ ትኹረት ገይሮም፡፡ ምቱሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ንዓቕመ ደካማታት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ልኡኽቶ ምኽባር ሰላም ኣብ ሶማሊያ ዝርከብ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማታት ሓገዝ ምግቢ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ደቡባዊ ሶማሊያ ክልል ጌዶ ከተማ ባርዴሬ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ…
ቢዝነስ ብመመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብቲ ዓውዲ እናተርኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ምስትኽኻል ተኻኢሉ ኢዩ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እናተርኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ምስትኽኻል ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕላማ ሪፎርም ዓውዲ የትምህርቲ ህፃናት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ክበፅሖም ምግባር ኢዩ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላማ ሪፎርም ዓውዲ የትምህርቲ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ህፃናት ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ክበፅሖም ምግባር ከምዝኾነ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ዲስ አኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምርካብ ካብ ኣባላት ባይቶ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቅ በጀት ዓመት 2017…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም መዓድን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ፎረም መዓድን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ማእኸል ልምዓት መዓድናት ኣፍሪካ ዘሰናደኦ እቲ ፎረም÷“ራኢ ዓወታት፣ ፈተናታትን ዕድላትን መዓድን ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተካየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣባል ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ድሕሪ ምዃኑ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ወሲኹ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ካብ ዝኸውን ኣትሒዙ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ጥዕና ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ÷ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ካብ ሕብረተሰብ ንዝቐረቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ኣብ ምክልኻል ገበን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓውዲታት ምርመራን ምክልኻል ገበንን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ገሊፆም። ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝተወገኑ ስራሕቲ ሪፎርምን ብሓፈሻ…
ስፓርት ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ጥሩነሺ ዲባባን ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብዛ ዕለት … Gebremariam Weldegerima Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ሻምፒዮና ሃገር ኣቋራፂ ዓለም ብሓፂርን ነዊሕን ርሕቐት ከምኡ እውን ኣትሌት ጥሩነሺ ዲባባ ኣብ ውድድር ሰገናትን በፃሓትን ብሓደ ግዘ ብምስዓር ቅድሚ 20 ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ ድሙ ታሪኽ…